069 – 212 35 134   poststelle.johann-hinrich-wichern-schule@stadt-frankfurt.de

Logo

መባ

  • ብፍሉይ ምክንኻን ዘድልዮም ምስትምሃር
  • ብሉጽ ናይ ካልኣይ ደረጃ ትምህርቲ ምስክር ወረቐት ኣብ 10ይ ክፍሊ
  • መባእታዊ ሞያዊ ትምህርቲ ምስክር ወረቐት ኣብ 9ይ ክፍሊ
  • ውሑዳት ተማሃሮ፥እንተበዝሐ 16 ተማሃሮ ኣብ ሓደ ክፍሊ
  • ተማሃሮ ባዕሎም ንባዕሎም ምምህሃር
  • ቀጻሊ ናይ ሓገዝ መደባት ምዝርራብ
  • ናይ ቤት ትምህርቲ ኣውቶቡስ ኣገልግሎት (Jordan)
  • ናይ ኣውቶቡስን ባቡርን ትኬት (RMV)
  • ትምህርቲ ቋንቋ ጀርመን ከም ካልኣይ ቋንቋ (DAZ)
  • ናይ ንባብ ስልጠና
  • ተማሃሮ ተውህቦኦም ንኸለልዩ ምሕጋዝ
  • ፍሉይ ሓገዝ ንግቡእ ምዕባለ ኣእምሮን ኣካልን ናይ ተማሃሮ
  • ፍሉይ ስልጠና ናይ ምግላብ ፈረስ
  • ፍሉይ ስልጠና ናይ ምሕንባስ
  • ፍሉይ ስልጠና ብ ኣእምሮን ኣካላውን ድኽም ንዝበሉ
  • ፍሉይ ስልጠና ንናይ ምዝራብ ሽግር ዘለዎም
  • ምክልኻል ጎነጽ (ጸገማት ምፍታሕን ምትዕራቕን)
  • ምስ ቤት ጽሕፈት መንእሰያት (Jugendbüro Eschersheim) ብምትሕብባር መዘናግዒ ምድላው
  • ጽዑቕ ሞያዊ ስልጠና ምድላው ብመሰረት (OLOV)
  • ምስ ዝተፈላለየ ሞያ ዝላለዩሉን ክመርጹ ዝሕግዞምን መጽሓፍ
  • ናይ ስራሕ ምድላይን ምምልካትን ስልጠና
  • ሓገዝ ናይ ስራሕ መመልከቲ ወረቐት ምድላው
  • 3 ሰሙን ናይ ስራሕ ምርኣይ/ምፍታን ኣብ 8ይ ን 9ይ ን ክፍሊ
  • ተግባራዊ ስራሕ ምፍታን ኣብ 9ይ ክፍሊ
  • ሓባራዊ ምትሕግጋዝ ምስ ቤት ጽሕፈት ዕዮ (Agentur für Arbeit)
  • ሓባራዊ ምትሕግጋዝ ምስ ዝተፈላለያ ናይ ሞያ መሰልጠኒ ማእከላት ከም (Berufsbildungswerk Südhessen)